ሰሙነ ህማማት

ሓበሬት

ሰላም እግዚአብሔር ምስ ኩልና ይኩን።
እዚ እንሰደልኩም ዘለና ናይ ሕማማት ዘለና መርሓ ግብር ኮይኑ፡ ካብ ሕጂ ኣብ ስራሕ ዘለና ይኹን ኣብ ትምህርቲ ዘለና መደባትና ክንሰርዕ እቶም ፍቃድ ምሕታት ዘድልየና ድማ ካብ ሕጂ ፍቃድ ሓቲትና ኣብ ቤተ ክርስቲያን ውዒልና በረከት ንረኽበሉ ባይታ ከነጣጥሕ ንምባል እዩ።


ዓርቢ ስቅለት

ዓርቢ ኣብቲ ቤተ ክርስቲያና ክንጥቀም ስለዘየፍቀዱልና ኣብታ ጎኒ ቤተ ክርስቲያና (ኣብ ሓደ ጎደና) ካልእ ቤተ ክርስቲያን ረኪብና ኣለና። ስለዚ ዓርቢ ኣብኣ ክንውዕል ኢና ኣድራሻ ናታ ኣብቲ ሮስተር ኣላ።

ጾመ ድሕነት ይግበረልና እግዚአብሔር